ድርጅትና ዩናይትድ ስቲልን ሜታልን ኢንዱስትሪ ሃዝዉ ማሕበር ናይ ስተሽነሪን ኦፊስ ኢኩዩፕመንትን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ እትክእሉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ዩናይትድ ስቲልና ሜታል ኢንዱስትሪ ሃ.የተ .የግል ማህብር

                                ምልክታ ጨረታ

ድርጅትና  ዩናይትድ ስቲልን ሜታልን ኢንዱስትሪ ሃዝዉ ማሕበር ናይ ስተሽነሪን ኦፊስ ኢኩዩፕመንትን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ  ይደሊ  በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ እትክእሉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

 ዝርዝር ረቋሒታት

1  ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈለን ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን

2  ብናይ  ስተሽነሪን ኦፊስ ኢኩዩፕመንት መቅረባይነት ተመዝጋቢ ዝኮነ

3 ተጫራታይ ንዝሰዓረሉ ንብረት ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብስፔስፊኬሽን መሰረት ናብ ድርጅትና ከቅርብ ዝክእል አብ ግዚኡ ከቅርብ እንተዘይኪኢሉ ዘትሓዞ  cpo ናብ ድርጅት ኣታዊ ኮይኑ ኣደገና ጨረታ ይወፅእ

4 ንመክበሪ ጨረታ CPO መልክዕ 10,000 (ዓሰርተ ሽሕ) ከትሕዝ ዝክእል

5 ተጫረቲ ዝርዝር ንብረት ናይ ዝሐዞ ሰነድ ዘይምለስ 50 ሐምሳ ብር ብምክፋል ምግዛእ ይክእሉ

6 ተጫረቲ ቲን ሰርቲፌኬትን ንግዲ ፍቃድን ኮፒ ምስቲ ዝመላእኩምዎ ሰነድ ብምትሕሓዝ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ሰነድ መቐበሊ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ይግባእ

7 እቲ ጨረታ ካብ  ዕለት 27/ 11 /2007 ዓ/ም ክሳብ 4 /12 /2007 ዓ/ም ዝፀንሐ ኮይኑ ዕለት  4 /12 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8 ተዓፅዩ  ተጫረቲ  ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት ክርከቡ ዘይክእሉ ተጫረቲ ኣብ ዘየለዉሉ ይክፈት

ትካልና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo