ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ቤት ፍረዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ቤት ፍረዲ ሰራሕቲ መሳለጢ ዝውዕል 1 ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ክገዝእ ይደሊ።

ቤት ፍረዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን

ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ በዚ ስዒቡ ዝተዘርዘረ ረቋሒ ከማልእ ኣለዎ።

1 አብቲ  ጨረታ ሕጋውያን ነጋዶ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ድማ ምስራዝ አይካአልን

2 ናይዚ ዓመት 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ግበሪ ሙሉእ ዝከፈለን

3 ንሐደ ደኩመንት ዘይምለሰ ብር 100.00 /ሐደ ሚኢቲ/ ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና ወረዳ ቆላ ተምቤን ቤት ፍርዲ ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ

4 ተገዚኡ ዝመፀእ ንብረት ኦርጅናል( ትክክለኛ) ምዃኑ ሓላፍነቱ ወሲዱ ዘቅርብ

5 ንመኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 3000.00/ ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ  ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::

6 እዚ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::

7 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ይኩን ፖስታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማሕተመን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

8 እዚ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናል ኮፒን ነንበይኑ አተሓሒዙ ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ክኣትዉ አለዎ

9 ቫት ዝተመዝገበን TIN Number ምዝገባ ዘለዎ መቅረባየነት መረዳእታ ዘለዎን እዋናዊ ዲክለረሽን ከቅርበ ዝክእል

10 እዚ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 03/03/2011 ዓ/ም ክሳብ 19/03/2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን

11 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ቤት ፍረዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ዕለት 19/03/2011 ዓ/ም ኮይኑ በዚ ዕለት ድማ እቲ ጨረታ ዝዕሸገሉ ሰዓት 8:30 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ሰዓት 9:00 ይኸዉን

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344-461034/0344-460109

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo