ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት  ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቢሮ ኣቀሑት ናይ ሞተር ሳይክልን ናይሰርቪስ መኪናንመለዋወጢ ኣቁሑት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝተፈላለዩ ዓይነት መፃሕፍቲ ናይ ህንፃ መሳርሒን ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት

  • ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቢሮ ኣቀሑት  ናይ ሞተር ሳይክልን ናይሰርቪስ መኪናንመለዋወጢ ኣቁሑት ዝተፈላለዩ ሕትመታት  ዝተፈላለዩ ዓይነት መፃሕፍቲ ናይ ህንፃ መሳርሒን ናይ ስፖርት ዕጥቂን  ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

በዚ  መሰረት

 1  ብዘርፉ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን::

 2  ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩም ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ ሰነ 2007 ዓ/ም ዘፍለጥኩምን ::

3  መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩም ንክትወዳደሩ እንትንዕድም::

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከ/ ስራሕ  ዕ/ፋ/ን/ምም/ ር  መዉሳድ ይካአል::

5  ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ/ ንሕድሕዶም 5000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል::

6 ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ አብ ዉሽጢ ዝተዋሃቦ መዓልቲ ዉዕል አሲርኩም ክተቅርቡ እትክእሉ ንክትጫረቱ ንዕድም::

7 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 24/11/ 2007 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ካብ ወረዳ ኣሕፈሮም ት/ፋይናንስን ከይዲ  ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ምዉሳድ ይካአል::

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም  ብዝተዓሸገ  ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንድቅ ክተእትዉ  ትክእሉ::

9  ጨረታ ዝዕፀወሉ  ዕለት 8/12/2007 ዓ/ም ድ ቀትሪ 8:00::

10 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 8 /12/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30  ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለከቻ  ኣብ ዝተረከብሉ  ወይ ብመምርሒ መሰረት  ይክፈት::

11 እዚ ዋጋ እዙይ ን45 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ::

    NB  ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ  መማረፂ  እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ  ናይ  ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ  ሐበሬታ  ስልኪ  ቁፅሪ  0344490067   ሞባይል  0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo