ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል አብ ከተማ መቐለ ከባቢ ላጪ ንዝሰርሖ ዕዳጋ ማእኸል/ መክዘንን መሸጥን ዕደጋ ናይ ዲዛይን ስራሕቲ ንኣማኸርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ፣

ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል

 -ብመማከርቲ ብስነ ህንፃን ምህንድስናነ / office for architects & Engineering consultants /ደረጃ/ ሓሙሽተተን ልዕሊኡን፣

- መማኸርቲ ብስነ ህንፃ (office for consulting architects/ ኣማኸርቲ ደረጃ ሓሙሽተን ልዕሊኡን

 -ብምህንድስናነ ኣማኸርቲ Specialized ትካላት ደረጃ ሓሙሽተን ልዕሊኡን፣

- ሓፈሻዊ መማኸርቲ ብምህንድስናን (office for consulting engineering general /ደረጃ ሓሙሽተን ከምኡውን practicing professional ፍቃድ ዘለኩም ኣማኸርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

 ተጫረቲ ኣብዚ ንምስታፍ እዞም ዝስዕቡ ዝተገለፁ ረቋሕታት ከማልኡ ኣለዎም።

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድ ስራሕ፣ ቫት ምዝገባ ወረቀት ምስክር፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ቫት ዲክሌሬሺን፣ ናይ ኣማኸርቲ ምዝገባ ወረቀት ምስክር ፣ቲን ፣ ናይ 2010 ዓ/ም መቅረባይነት ዝተሓደሰ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ፤

2 ናይ ጨረታ ውሕስና ብኢትዮጵያ ብሄራዊ ባንኪ  ወይ ዝተፈቀደሎም ሕጋዊ ባንክታት ዝውሃቡ ኣብ ኩነታተ ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ወይ ናይ ገንዘብ ክፍሊት መአዘዚ ሲፒኦ ብር 4000.00  ( ኣርባዕተ ሽሕ) ከቅርብ ኣለዎ።

3 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ካብ ዕለት 24/02/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ከብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳረሒ ዕዳጋ ማአከል ቀዳማይ ወያነ ብሎክ መ/D ህንፃ ቁፅሪ 211 ዘይምለስ ብር 300.00 (ሰለስተ ሚኢቲ ብር) ብምክፋል ክገዝኡ ይኽእሉ።

4 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነኒበይኑ ዶክሜንት ሓደ ኦርጂናል ክልተ ኮፒ ጨረታ  ሰነዳት ናይ ስራሕ ኣማኸርቲ ዝተውሃቦ ምዝገባ ካርድ ንግዲ ፍቃድ ፣ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ፣መቅረባይነት ምዝገባ ሰርቲፊኬት፣ ናይ ቫት ምዝገባ ወረቀት ምስክር፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ቫት ዲክሌሬሽን፣መረዳእታ ቲን ምዝገባ ወረቀት ምስክር፣ ውሕስና ጨረታ ( ቢድ ቦንድ ) ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታታት ብምዕሻግ መሊሶም ኣብ ካልእ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ አብቲ ልዕሊ ፖስታ ሽም ዝጫረተሉ ፕሮጀክትን ኣደራሻን ብዝረአ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ኣብ ቀ/ወያነ ህንፃ ብሎክ መ/D ካልኣይ ደብሪ ቁፅሪ 211 ክሳብ ዕለት 08/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅ.ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትው ይኽእሉ።

5  እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይደማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 08/03/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት መሕበር መቀለ ህንፃ መሳረሒ ዕዳጋ ማእኸል ቀዳማይ ወያነ ህንፃ ብሎክ መ/D ቁፅሪ 211 ክኽፈት እዩ።

6 እዚ ማሕበር ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7 ተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳረሒ ዕደጋ ማእከል  ቀዳማይ ወያነ ህንፃ ብሎክ መ/D 2 ፎቅ ቁፅሪ ብኣካል ብምቅራብ ወይ ብስ.ቁፅሪ 0914-704958 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo