ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

1 ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ካብ ዝነኣሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝሰረዘ ምዃኑ::

2 ናይ ጨረታ መኸበሪ ካብቲ ጠቅላላ ዋጋ 2% ዝነኣሰ ዘትሕዝ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምዃኑ

3 ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/02/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/03/2011 ዓ /ም ክሳብ ንጉሆ ሰዓት 3:00 ዘሎ ጊዜ ይክዉን::

4  ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 07/03/2011 ዓ/ም  ንጉሆ ሰዓት 3:30 ቦታ አብ ደደቢት ትካል ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::

5 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ኣብ ሰዓቱ  ይኽፈት ።

6 ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት ካብ ቤት ፅሕፈት ቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 100.00 እናዓደግኩም ክትወስዱ ትክእሉ::

7 ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ ውፅኢት ምሰተፈለጠ  ካብቲ ጠቕላላ ዋጋ 10% performance  bond  ከትሕዘ ዘኽእልንጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

8 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ መቐለ

9 ተወሳኪ ሐበሬታ እነተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማፋይናንስ ዝርክብ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo