ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳሓዉዜንንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ 2008 ዓም ናይ መኪና ጋራጅ ፀገኒ ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ (ናይ ጉልበት ዋጋ) ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳሓዉዜንንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ 2008 ዓም ናይ መኪና ጋራጅ ፀገኒ  ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ (ናይ ጉልበት ዋጋ) ብግልፂ  ጨረታ ከወዳድር ይደሊ::ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊ ዩተጫረቲንክትወዳደሩንዕድም::

በዚመሰረትነቲዝድለረቁሓታትተጫረቲ

  1. በቲዝተጠቀሰ ናይ ፅገና ዘርፍንግዲፍቃድዝተሐደሰዘለኩም::
  2. ናይ 2007ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም::
  3. ቲነ ካርድ መረዳእታ ዘለኩም::
  4. ቫት ተመዝገበቲ ዝኾንኩም ከምኡ ድማ ናይ ወርሒጉንበት ቲዲክለራ ዝገበርኩም::
  5. ንናይ ሞተር ሳይክል ናይ ጉልበት ዋጋ ዝመልኡ ቫትን ደረጃ ይሃልዩ አይሃልዩ ኩሉ ብማዕረ ይወዳደር::
  6. ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኽበሪ 3000 (ሰለስተ ሺሕ)  ብር ብጥረገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ወይ ሰርቲፋይድ ዝኾነ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል::
  7. ናይ መኪና ፅገና (ናይ ጉልበት ዋጋ ፅገና) ካብ 22 /11/ 2007 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክሜንት ብምምላእ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ዓሽግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይሩሉ ክሳብ 08/12/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፅሪ 05 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ይኣቱ
  8. ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና (ናይ ጉልበት ዋጋ ፅገና) ካብ 23 /11/ 2007 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክሜንት ብምምላእ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ዓሽግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይሩሉ ክሳብ 09/12/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፅሪ 05 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ይኣቱ
  9. እቲዘይሰዓረተጫራታይዘትሓዞናይመኽበሪጨረታቢድባንድሰዓራይምስተገለፀብመምርሒዕዳጋመሰረትይምለሰሉ
  10. ንብረት ባዕሉ እቲ ቤት ፅሕፈት የቅርብ ናይቲ ንብረት ፅሬት ግና ባዕሉ እቲ ሰዓራይ ዉዕሊ ዝአስር  ብዓል ሞያ ኦርጅናል ንብረት ምዃኑ የረጋግፅ
  11. ናይ መኪና ፅገና (ናይ ጉልበት ዋጋ ፅገና) እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 08 /12/ 2007 ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወ/ሓዉዜን ቢሮ ቁፅሪ 5 ይክፈት
  12. ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና (ናይ ጉልበት ዋጋ ፅገና) እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/12/ 2007 ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወ/ሓዉዜን ቢሮ ቁፅሪ 5 ይክፈት
  13. ተጫራታይ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝህልዉ ይምረፅ
  14. ሰዓራይዝተገለፀሉግዜጀሚሩኣብዉሽጢ  5 ( መዓልቲ)  ኣብ ቤት ሕፈትና ብኣካል መፂዩ ዉዕል ክአስር ዝክእል
  15. ተወዳደርቲ ተወሳኪ ደገፍቲ ደኩሜንት እትብልዎ ምትሕሓዝ ይከኣል እዩ
  16. ናይቲሽያጥ ዝርዝርዶኩሜንት ዘይምለስ 50 ብር ( ሓምሳ ብር) ብምክፋልካብ ቤት ፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳሓዉዜን   ከ /ስ /ዕ /ንብ /ምም /ርን ቁፅሪ 05 ምዉሳድ ይከአል
  17.  ጨረታ ዝሰዓረ ዉዕሊ እንትኣስር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% መኽበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝኽእል::
  18. ኣብ ናይ መኪና ጋራጅ ፅገና ብመንገዲ ትራንስፖርት ንደቀቅቲ አናእሽተይን 3 ደረጃ ካብኡ ንላዕሊን ደረጃ ዝተዉሃበ ክኸዉን ይግባእ::
  19.  ተጫረቲ ካብ ዝተመልአ ዝርዝር ዋጋ ድምር ዝተሐተ ብምዉሳድ ሰዓራይ ዝኸዉን ምዃኑ ኣሚኖም ክወዳደሩ ይግባእ
  20. ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ደኩሜንት ሽሞም ሽም ትካሎም ፊርመኦምን ማህተምን ክዓርፍ አለዎ
  21. እቲ ጨረታ ብዝተፈላለየ መልክዑ ክዛባዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ጌሩ ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይገብር
  22. ተጫረቲ ናይቲ ኣሸናፊ እንተኾይኑ ዘሸነፎ ግልጋሎት ናይ ዓመት ዉዕሊ ምእሳር ግዴታ አለዎም ኣብ መንጎ ፀገም እነተጋጢሙ ግን ዉዕሊ ምስራዝ ይከኣል እዩ
  23. ሰነድ ጨረታ ካብ ናይ ባዕልና ቅጥዒ ወፃኢ ምጥቃም ኣይፍቀድን
  24. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸመማረፂ እንተረኺቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

     

      ንዝበለፀ ሐበሬታ  0346670078/ 0914138946

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo