ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረዳኡ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ሞዴል 3L166መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን

2 ናይዚ ዓመት 2010 ዓም  መሉእ ግብሪ ዝከፈለ ወይ ናይ 2011 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን

3 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ነጋዳይ እቲ መለዋወጢ መኪና ኣቅሓ ስፔት ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣቅብ ናብ ዝተብሃሎ ቦታ ከቅርብ ዝክእል

4 ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 100 /ሐደ ምኢቲ/ ከፊሉ እቲ ጨረታሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና  ኤጀንሲ ልምዓት  እቶት ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ

5 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 3000/ ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::

6 እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::

7 እቲ ናይ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማሕተመን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

8 ቫት ዝተመዝገበን TIN Number ምዝገባ ዘለዎ መቅረባየነት መረዳእታ ዘለዎን ናይቲ ወርሒ ዲክለረሽን ከቅርበ ዝክእል

9 እዚ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 22/02/2011 ዓ/ም ክሳብ 09/3/2011 ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡን ነኒበይኑ ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸ ኢንቨሎፕ ሐደ ኮፒን ሐደ  አርጅናል ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ይእትዉ

10 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ዕለት 09/3/2011 ዓ/ም ኮይኑ በዚ ዕለት ድማ እቲ ጨረታ ዝዕሸገሉ ሰዓት 4:00 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ሰዓት 4:30 ይከዉን

11 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕል ክኣስር ዝክእል

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460583/0344460052

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo