2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1 ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ ፣መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ  ዘለዎን ፣ዝተሐደሰን መቅረባይነት ዘቅርብ

2 ተመዝጋቢ ቫት ዝኮነ ብእዋኑ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ 22/02/2011 ዓ/ም ክሳብ 06/03/2011 ዓ/ም ይከዉን

4 ጨረታ  ዝዕፀወሉ ዕለት 06/03/2011 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 እዩ።

5 ጨረታ ዝኸፈተሉ07/03/2011 3፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይከዉን

6 መክበሪ ጨረታ 5,000 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

8 ሰዓራይ ኣካል 10% ውዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

9   እቲ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክእስረ ዝክእል

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0346-640172/172209/172118 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo