1 ንህወሓት ቤ ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቁሑ ኣብ ሕትመታት ዝስራሕ ከም ፖስተር: ባነር ወዘተ: ናይ ኢሌክትሪክ ኣቐሑ :ናይ ህንፃን ኮንስተራክሽን መሳርሒ : ናይ ሓፂን መፂን ኣቑሑን ክንገዝእ ስለዝደለና ነዙይ ክተቅርቡ እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንዕድም

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/

ናይ ጨረታ  ምልክታ

1 ንህወሓት ቤ ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቁሑ ኣብ ሕትመታት ዝስራሕ ከም ፖስተር: ባነር ወዘተ:  ናይ ኢሌክትሪክ ኣቐሑ :ናይ ህንፃን ኮንስተራክሽን መሳርሒ : ናይ ሓፂን መፂን ኣቑሑን ክንገዝእ ስለዝደለና ነዙይ ክተቅርቡ እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንዕድም

  • ናብ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 107 እንዳመፃእኩም ዘይምለስ ገንዘብ ብምኽፋል ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምትኽእሉ ንሕብር

 

1  ናይ ኢሌክትሮኒክስ  ኣቑሑ መሸጢ ሰነድ             100.00 ብር

2  ናይ ሕትመት ስራሕ ከም ባነር ካሎኦትን              50 .00 ብር

3 ናይ ኢሌክትሪክ ኣቁሑ መሸጢ  ሰነድ                  50.00  ብር

4 ናይ ኮንስትራክሽን ሓፂን መፂን መሸጢ  ሰነድ          30.00 ብር

5 ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን  ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን  ኦርጅናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ  ትኽእሉ

6  ዝተመዝገብኩምን ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳእታ  ክተቕርቡ  ትኽእሉ

7 ዝተጫረትክምዎ  ንብረት ጠቕሊልኩም ክተቕርቡ  እትክእሉ

8 ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ትወስድሉን ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገብሩሉን ካብ  ዕለት 17/ 11 /2007 ዓ/ም እስካብ  27 /11 /2007 ሰዓት 3:00 ይኸዉን

9 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 27 /11/ 2007 ሰዓት 5:00

10 ተጫራቲ ባዕላቶም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ሳንዱቅ ጨረታ ይኽፈት

11 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ካብ ዝተጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 5 %  የትሕዙ

12 ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 3 5 መዓልቲ  ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይገብሩ  አብቲ ተቐመጠ ግዜ አታዊ እንተዘይ ገይሮም እቲ ኣብ ዉዕል ዘትሓዝዎ ገንዘብ ብሙሉእ  ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይኾን

13 ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘእቱ ክኸዉን አለዎ

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 ካበ ዝተቐመጠ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ከምዝከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo