ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ፖሊ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ንዘመነ ትምህርቲ 2011 ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት 1 ናይ ጽሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬትን ኣይሲቲ ኣቅሑ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሕታት፣ናይ ኣውቶሞቲቭ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ ረቋሒ እተማልኡ መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ኮሌጅ ኢንስቲትዩት የቴክኖሎጂ ፖሊዮ

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ

2 ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

3 ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣብ መኻዘን ኣተዊ ዝገብር

4 መኸበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ ንፅሬትን ኣይሲቲ ኣቅሑት 2000.00ብር ንዝተረፉ 3000.00 ብር ከትሕዝ ዝኽእል

5 ቫት ዘተመዝገቡ

6 ዝተዳለወ ዶክመንት ካብ ፖሊ ኢንስትቲዩት ቴክኖጂ ክፍሊ ቁፅሪ 104 ምውሳድ ይከኣል፤

7 ምልክታ ካብ ዝወፃኣሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ብሽምዒ ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ዋጋ መሊኦም ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ከእትው ይኽእሉ፤

8 እዚ ጨረታ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑ፣ ናይ ኣይሲቲ ኣቅሑ ጥቅምቲ 27/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይኽፈት።

9 ህንፃ መሳርሒ፣ ኣውቶሞቲቭ፣ ኤሌክትሪክ፣ መስከረም 28/2011 ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30  ይኽፈት።

10 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

 ኣድራሻና፣ ክ/ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ትእምት ሕልፍ ኢልኻ ኩሓ ኣስፋልት ዝወስድ ዋና መንገዲ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-41 10 14 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo