ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ን15 ሰራሕተኛታት ብዲጂተል ማርኬቲንግ ስልጠና ንምሃብ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

1 ናይዘመኑግብሪዝኸፈሉንዝተሓደሰንግዲፍቃድን :ናይመቅረባይመፍለይቁፅሪ /Tin number/ : VAT ተመዝጋቢ ዝኮነ : VAT ዲክሌር ዝገበረሉ መረዳእታ : ናይመቅረባይነትምስክርወረቐትዝኾነመረጋገፂዘቕርብ::

2 በዚመሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ቢሮነ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 15/02/2011 ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምዉሳድይካአል::

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ) ብሲፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል (ትኽእል)

4 እቲ ጨረታ ዕለት 15/02/201 ጀሚሩ ዕለት 29/02/2011 ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕፀው።

5 ጨረታ ዕለት 29/02/2011 ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኽፈት።

6 እቲ ጨረታ ብቴክኒካልን ብፋይናንሻልን ስለዝርኣይ ብክልቲኡ ፈላሊኹም ዓሺግኩም ንክተእተው ንሕብር።

7 እቲ ስልጠና ን5 መዓልቲ ይወሃብ።

8 ቢሮናዝሐሸመማረሒእንተረኪቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

9 ተጫረቲ ሰነድኩም ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ንክተእትው ንሕብር።

10 ኣድራሻናከባቢጥዕናጣብያመቐለፊትንፊትፎቶደሰታዝርከብህንፃአብርሃምደስታቀደማይደብሪ::

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344-400177 ደዊልክመብርሂምሕታትይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo