ን3ይ ገዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ

1 ሕጋዊፈቃድዘለኩምንናይ 2010 ዓ/ምግብሪከፊልኩምንግዲፍቃድዘሐደስኩም

2 Tin Number ተመዝገብቲዝኮኑ                          

3 ብዝወፀዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረትክተቕርቡትክእሉ

4 ሰዓራይንዝሰዓሮንብረትኣብዉሽጢ 5  መዓልቲዉዕሊኣሲሩኣብዉሽጢ 30 መዓልቲከቅርብዝክእል

5 ጨረታሰነድብር 50.00 /ሓምሳብር/ ከፊሉክዕድግዝክእል

6 ጨረታመክበሪ 2% ቅድሚጨረታምክፋቱከትሕዝ ንዝክእል ንዝስዓሮንብረት 5% ዉዕሊመክበረብጥረገንዘብወይስፒኦከትሕዝዝክእል

7 ጨረታሰነድዝሽየጠሉካብዕለት 25/10/2018 ኣ.ፈ( 15/02/2011 ዓ/ም) ጀሚሩካብቤትፅሕፈትኣደዳይማይክሮፋይናንስኣብቤትፅሕፈትማሕበርደቂኣንስትዩትግራይሳልሳይደብሪምዉሳድዝክእል፤

9 ጨረታሳንዱቅዝዕሸገሉዕለት 30/10/2018 ኣ.ፈ (21/02/2011 ዓ/ም) ሰዓት 6:00 ቀትሪኮይኑ ጨረታሳንዱቅዝክፈተሉዕለት 30/10/2018 ኣ.ፈ (21/02/2011 ዓ/ም) ሰዓት 9:00 ድሕሪሰዓትተጫረቲወይሕጋዊተወከልቲኣብዝተረከብሉይክፈት።

10 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ተጫረቲ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክላርስዮን ክተቕርቡ ትኽእሉ ምዃንኩም ነፍልጥ።

11 ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo