ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ዘወፅዕ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ (ከስርሕ) ስለዝደለየ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ተወዳደርቲ (ተጫረቲ ) ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት

1 ሕጋዊንግዲፍቃድዘለዎንናይ 2010/11 ዓ/ምንግዲፍቓድዘሐደሰንዘይምለስፎቶኮፒንዘቅረብ

2 Tin Number ዘለዎንአብመቅረባይነትዘተመዝገቡዘይምለስፎቶኮፒንከቅርብዘክእል::

3 ቫትዝተመዝገበንዘይምለስፎቶኮፒንዘቅርብ::

4 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድሕጋዉነቱዝተረጋገፀሲፒኦወይምጥረገንዘብብር3000.00 (ሰለስተሽሕ)ብሽምቢሮፀጥታንምም/ርክ/ትግራይክትሕዝዝኽእል::

5 ዝተዳለወናይጨረታዶክመንትሰነድካብቢሮፀጥታንምም/ርክ/ትግራይኣብእንዳተ/ ሃይማኖትቤትክርስትያንፊትንፊትኮሚሳርያትቢሮናቢሮቁፅሪ 25 ካብደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርዘይምለስ 20.00 (ዓስራ ብር) ከፊልኩምትወስዱ::

6 ተጫራታይነጋዶእቲዓይነትዝተፈላለዩ ቀዋሚ ንብረት ፈርኒቸር ብንፁርበቲዝወፁ Specification ናይሐደዋጋንጠ/ዋጋንስርዝድልዝዘይብሉአብዝተአሸገፖስታመሊኡየቅርብእቲንብረትኦርጅናልን 1ደረጃይኸዉን::

7 ኣሸናፊዝኾነነጋዳይንዝሽነፎንብረትእቲንብረት Specification ዘዉፅኡብሰብሞያታኛታት IT/ ርክብ ህዝቢ ብ/ተጠቀምቲ/ትክክለኛምኮኑምስተረጋገፀኣታዊገይሩገንዝብይወስድ

8 መክበሪዉዕሊ 10 % ካብዘሸነፎዓይነትንብረትቅድሚዉዕሊምእሳሩከትሕዝዝክእልንዉዕሊአሲሩንብረትኣታዊዝገብርን

9 ቢሮናካብቲዝፍፀምግዝኢት 20 % ምዉሳክንምቅናስንዝክእልምዃኑ::

10 ኣብዚጨረታከጭበርብርዝፈተነነጋዳይካብጨረታወፃኢምግባር ናይ ጨረታመክበሪዘተሐዞገንዘብናብመንግስቲካዝናአታዊኮይኑኣብካልኦትጨረታከምዘይሳተፍንብሕጊእዉንተሓታቲምዃኑክፈልጥኣለዎ

11 እቲጨረታኣብአየርዝፀንሐሉካብዕለት 13/02/2011 ዓ/ምክሳብዕለት 27/02/2011 ዓ/ምይፀንሕ::

12 እቲጨረታዝእሸገሉዕለት 27/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑበቲዕለትሰዓተ 4:30 ባዕሎምወይሕጋዊወከልቶምኣብዘተረኸብሉይክፈትኮይኑግናናይጨረታመክበሪእንተኣትሒዞምንሳቶምብዘይምህላዎምእቲጨረታክጉላእላእኣይክእልን ክኽፈት እዩ።

13 ብመምረሒመሰረትቫት 15 % ዊዘሆልድ 2 % ክኸፍልአለዎ::

14 መ/ቤትናዝሓሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብምሉእይኹንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

15 ቢሮናዝርከብሉእንዳተሃይማኖትቤትክርስትያንፊትንፊት / ናይቅድሚሸሙኮሚሳርያት / ንዝበለፀሐበሬታብስልኪቁፅሪ 0344- 409947 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል:

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo