104.4 ሬዲዮ ኤፍ ኤም መቐለ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ
ዝርዝር (description) በዝሒ(quantity) መዐቀኒ ዋጋ(price)
ናይ ሓደ ዋጋ

unit price

ጠቅላላ ዋጋ total price
Birr Se. Birr Se
Desktop computer (to specification) 07 ብቁፅሪ
Mouse dell original 10 ብቁፅሪ
Head phone (intex) 15 ብቁፅሪ
Ups 1500 VA(VOLT AMPERE) intex ups 06 ብቁፅሪ
Flash 4 GB 10 ብቁፅሪ
SONY AUDIO RECORDER 07 ብቁፅሪ
AUDIO TRANSFER CABLE 10 ብቁፅሪ
HD RECIVER (medium) 01 ብቁፅሪ
BIG DISH IMPORTER 01 ብቁፅሪ
Computer screen sever 17/19 inch 10 ብቁፅሪ
ድምር (sub total)
ተ.እ.ታ V.A.T 15%
ጠ/ዋጋ ተ.እ.ታ Grand total with V.A.T

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት

1 ናይ 2011 ዓ/ም ሕጋዊ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ምዃንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ

2 ቫት ምምዝጋብኩምን ናይ መስከረም ወርሒ 2011ዓ/ም ዲክላራስዮን ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 ኣብ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

4 ነቲ አቅሓ ንምቅራብ ዝተቀመጠ ጠ/ዋጋ መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተመስከረሉ CPO ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 2% ከትሕዝ ዝኽእል

5 እቲ ኣቅሓ ዝቀርበሉ ቦታ ኣብ 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ምዃኑ ፈሊጡ ክትሳተፉ ትኽእሉ

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ሓፈሻዊ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ብምምላእን ካልት ኣድለይቲ ሰነዳት ብዝግባእ ኣብ ፖስታ ብምፅሓፍ ናብ 104.4 ሬዲዮ ኤፍ ኤም መቐለ ክኣትው ኣለዎም።

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 12/02/2011 ዓ/ም -30/02/2011 ዓ/ም ኩሉግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 20.00 (ዒስራ ብር) ከፊሎም ምውሳድ ይኽእሉ።

8 እቲ ጨረታ አብ 104.4 ሬዲዮ ኤፍ ኤም መቐለ ዕለት 30/02/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ድ/ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ 30/02/2011 ልክዕ ሰዓት 9:00 ይኸፈት ፤ኾይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኺቦም ቤት ዕዮና ጨረታ ፖስታ ምኽፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

9 ተጫረቲ ዘሸነፈ ንብረት ባዕሉ ኣታዊ ከምዝገብር ፈሊጡ ክጫረት ይግባእ፤

10 ሰዓሪ ትካል ሰዓሪ ምዃኑ ምስተገለፀ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስርን ውዕሊ ዝኣሰረሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ እቲ ዝሰዓሮ ( ዘሸነፎ ንብረት) ኣታዊ ከምዝገብር ፈሊጡ ክጫረት ይግባእ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344-406029/58/62 ፋክስ 0344-406094 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo