ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወ/ኣሕፈሮም ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ወ/ኣሐፈሮም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክግዛእ ሰለዝደለየ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም

CCHASSLS NUMBER= ADNCPUD22Z0053704

ተ.ቁ ዝርዝር ንብረት ዝርዝር መግለፂ መዐቀኒ በዝሒ
1 ኢንጄክሽን ፓምፕ ኣሳይ NISSAN D-22 ትርቦ ቻርጀር ዘለዋ ብሴት 01
2 ፊይል ፊልተር NISSAN D-22ትርቦ ቻርጀር ዘለዋ ብቁፅሪ 02
3 ኦይል ፊልተር NISSAN D-22ትርቦ ቻርጀር ዘለዋ ብቁፅሪ 02
4 ሾክ ኣብዘርቨር ቅድሚት NISSAN D-22 ኦርጀናል ብቁፅሪ 02
5 ሾክ ኣብዘርቨር ድሕሪት NISSAN D-22ኦርጅናል ብቁፅሪ 02
6 ፓድ ኪት NISSAN D-22ኦርጅናል ብቁፅሪ 02
7 ሸ -ኪት NISSAN D-22 ኦርጅናል ብቁፅሪ 02

ብመሰረት እዚ

1 በዘርፉ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሕደስኩም

2 ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዓ/ም እቶትኩም ዘፍለጥኩምን

3 ካብ ትልምን ፋይናንስን ዝተሓደሰ ናይ መቅርባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

4 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም (tin number) ዘለኩምን

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምኽፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ወ/ኣሕፈሮም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ገዛ ቁፅሪ 9 ምውሳድ ይከኣል።

6 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ መኸበሪ ጨረታ (ቢድ ቦንድ) ብር 5000.00 ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል

7 ተጫረቲ ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ ዝተውሃቦ መዓልቲ ውዕሊ ኣሲርኩም ኦርጅናል ንብረት ክተቅርቡ እትኽእሉ

ንክትጫረቱ ንዕድም።

8 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 12/02/2011 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤ/ፅሕፈት ት/ፋ/ወ/ኣሕፈሮም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ምውሳድ ይከኣል።

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳነዱቅ 1 ኦርጅናል ምስ 1 ኮፒ ክተእትው ትኽእሉ።

10 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/02/2011 ዓ/ም ድ/ቀትሪ 8:00 ሰዓት

11 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 27/02/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል ማመልከቻ ኣብ ዝተረኸብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይኽፈት።

12 እዚ ዋጋ እዙይ ን10 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ።

13 ተጫረቲ ብሰዓርቲን ተሰዓርቲ ብመዓረ ኣብ መስታወቂያ መለጠፊ ቦርድና ለጢፍና እነፍልጠኩም ምዃና

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-490489/ሞባ 0914-763452 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo