ማእኸል ዕዳጋ ትካል ኣዶሊስ ኣብ ኣክሱም ዝርከብ ጣብያ ማዕበል ዘሎ ፕሮጀክት ብ3ተ ህንፃታት መሳርሒ ዝውዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘለዎም ቴንዲኖ ክዕድግ ስለዝደለየ

ማሕበር ዕዳጋ ኣዱሊስ

1 ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ መሳርሒ ህንፃ ዘለዎም

2 ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ታክስ ተጠቀምቲ ጥራሕ ዝኾኑ ክጫረቱ ብኽብሪ ይዕድም።

3 መኸበሪ ጨረታ 100,000.00 (ሓደ ሚኢቲ ሽሕ ቅርሺ) ብሲፒኦ ክተትሕዙ ትኽእሉ

4 መዐደጊ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 (ሓደ ሚኢቲ ቅርሺ) ብምኽፋል ትጫረቱ ትኽአሉ ኢኹም

5 ጨረታ ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 07/02/2011ዓ/ም–15/02/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 11:30 ይኽፈት።

- ብተመሳሳሊ ማእኸል ዕዳጋ ትካል ኣዶሊስ ኣብ ኣክሱም ዝርከብ ጣብያ ማዕበል ዘለው ፕሮጀክት 3ተ ህንፃታት ነኒበይኖም ናይ ቀዳማይ ደበሪ ሱልልታ ኣርማታ ምምላእ ፣2ይ ደብሪ ኢንዲቪዥን ኮለን ኣርማታ ምምላእ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ንክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም።

1 ደረጃ 5ተን6ተን BC/GC –A B C ንኽትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም።

2 ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ታክስን ኸፈላይነት ቁፅሪ ግብሪ ዘለኩም

3 ናይ 2010ዓ/ም ተወሳኺ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርኩምሉ ብምቅረብ ክትጫረቱ ትኽእሉ ኢኹም።

4 ናይ 2009ዓ/ም ዝኸፈልሉ መረዳእታ ግብሪ ከቕርቡ ኣለዎም።

5 ሐደ ተጫራታይ ካብ ሓደ ደንቢ ንላዕሊ ምጭራት ኣይከኣልን።

6 ጨረታ ዝፀንሓሉ ሐዚ እውን ካብ ዕለት 07/02/2011ዓ/ም -15/02/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 11:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

7 ተጫራታይ ብዘይ ምህላዮም ካብ ጨረታ ወፃኢ ኣይከውንን ኣድላይ ናይ ጨረታ ሰነዳት እንተማሊኡ ይኽፈት።

8 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 500.00 (ሓሙሽተ ሚኢቲ ቅርሺ ) ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል።

9 መኸበሪ ጨረታ በሲፒኦ ጥራይ 100,000.00 (ሓደ ሚኢቲ ሽሕ ቅርሺ) ብሲፒኦ ክተትሕዙ ትኽእሉ

10 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይዅን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-709065/0913-505390 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo