ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት በ2011 ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ( ጋራዥ) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም። በዚመሰረት

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ዝትሐደሰንግዲፈቃድመቕረባይነትዘለኩም::

2 ናይግብሪከፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/ መረዳእታክተቕርቡእትኽእሉ::

3 ቫትዝተመዝገብኩምንኣብ2010 ዓ/ምናይወርሒነሓሰ ዲክለርዝገበርኩምን::

4 ናይ ፅገና ፍቃድ ብቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ዝወሃብ ደረጃ ሰለስተን ልዕሊኡን ዘለኩም

5 ተጫራቲበቲዝቐረበዝርዝር/specification/ መሰረትመሊኡዘቕርብክኸዉንአለዎ::

6 መቅረብቲካብዕለት05/02/2011 ዓ/ምክሳብዕለት 19/02/2011 ዓ/ምሰዓት 11:30 ዘይምለስ 50.00 ብርብምክፋልሰነድጨረታብምዉሳድንኣብዘተዳለወሳፁንምእታዉይካአል::

7 መኽበሪጨረታ 5000.00 /ኣርባዕተሽሕ/ብ CPO ወይብጥረገንዘብቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::

8 ጨረታዝዕሽግሉዕለት 20/02/2011 ዓ/ምሰዓት 3:30 ኮይኑበዚዕለትሰዓት4:00 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸቡይክፈት::

9 ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምእንተዘይረኺቦምእዉንእቲጨረታንምክፋትዝዓግቶየለን

10 ንሕድሕድ ዘድሊ በዝሒ ዶክሜንት ቴክኒካልና ፋይናንሻል ምስ ኮፒ በበይኖም ብሰምዒ ዝተዓሸገ ናይ ድርጅቶም ማህተም ዝዓረፎ ከቅርብ ዝክእል

11 ጨረታዝፀንዐሉግዜእቲጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩን 45 ናይስራሕመዓልቲእዩ::

12 ተጫረቲእቲዘቅርብዎዋጋምስቫቱደሚሮምአብቲቤ/ፅሕፈትናኣብዘዳለዎሰነድድልየትመግለፂጥራሕይኮዉን::

13 አብመምልኢዋጋስርዝድልዝዝገበረትካልካብዉድድርወፃኢይከዉን

14 ተሳተፍቲአብሰነድጨረታማህተምናይድርጅትኩምከዓርፎአለዎ

15 ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ::

ኣድራሻሓዱሽህንፃኤጀንሴመራኸቢሓፋሽትግራይጎኒቤትትምህርቲመርሲፋይናንስንህንፃ 1ደብሪቑፅሪ 105 ከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስምምሕዳርንብረትን::

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0342406380 ምርካብይካኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo