ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓድዋ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ዝውዕል ኬምካል ማለት ውን ክሎሪን (ካልሲየም ሃይድሮ ክሎራይድ) ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትውዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዓድዋ

1 ተጫረቲ ዉሽጢ ዓዲ በቲ ዘፈር ብመምርሒ ንግዲ ግዜ ሕድሳቱ ዘይሐላፎ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

2 ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባትን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዓም ወርሓዊ ተወሳኺ እሴት ታክስ ፀብፃብ ሒሳብ ዘፈለጥሉ ክኮኑ ይግባእ

3 ናይ ማይ ቁፅሪ ኸፋላይ ግብሪ ዝተመዝገቡን ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቐት ምስክር ዘቅርብ ወይ እውን ፌደራል ኤጀንሲ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ዘዳለዎ መረበብ ሓበሬታ ዝተመዝገቡ ምዃኖም ፌደራል ኤጀንሲ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን መረጋገፂ ድጋፍ ዘቅርቡ፤

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓድዋ ቁፅሪ 10 ብምኻድ 07/02/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል

5 መከበሪ ጨረታ 40,000.00 ሽሕ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ካብ ሕጋዊ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ብዋናን ቅዳሕን ብክልተ ዝተዓሸገ ፖስታ ፈላልዩም ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ቁፅሪ 10 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ክገብሩ ይግብእ

7 ሰነድ ጨረታ 22/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8 : 30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9 : 00 ይክፈት

8 ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ከም ኣድላይነቱ በዝሒ ወይድማ መጠን ኣቅሓ ክሳብ 20 ሚእታዊ ክዉስከ ወይ ክቅንስ መሰል አለዎ

9 ተጫረቲ ወሽጢ ዓዲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጉዓዝያ መረጋፊን ወፃኢን ሸፊኖም ናብቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዓድዋ አታዊ ክገብሩ ይግባእ

10 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ መወዳዳሪ ሒሳብ ሽም ትካል ማህተምን ፌርማን በዓል ዋና ክህልዎ ይግባእ

11 መኸበሪ ጨረታ ውሕስናን ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ን 20 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ይከዉን

12 እቲ ሰነድ ጨረታ ብቋንቋ ኢንግሊዝኛ ከምኡውን ብቋንቋ ትግርኛ ዝተዳለወ ምዃኑ ተረዲኦም ክወዳደሩ ኣለዎም።

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347-711523 0347-713626 0914-427841 0923-413015

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo