ሃፀይ ዮውሃንስ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2011ዓ/ም ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን ናምበር ዘለዎ

2 ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ዝገበረ

3 ቫት ዝተመዝገቡ ክኸውን ኣለዎ

4 ጨረታ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 02/02/2011 ዓ/ም ጀሚሩ -09/02/2011ዓ/ም ሰዓት9:00 ተዓፅዩ

5 ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ 09/02/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይኽፈት። እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ዝከኣል ምዃኑ

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብረ 3000.00 ዘቅርብ

7 ሰነድ ጨረታ መሸጢ 50.00 ብር ካብ ምምሕዳር ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 12 ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኹም ክትወስዱ ትኽእሉ ምኻንኩም ንሕብር።

8 ቤት ትምህርትና ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400030/0344-406078 /0344-411808 ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo