ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕትን ግልጋሎት ዝውዕሉ ህንፃ መሳርሒ፣ኤሌክትሪክ ስቲ፣ናይ ብሮድካስት (electronics) ፣ናይ ጋርመንት፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ automotive ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት

ኣብዚ ኣብዚ ዝወዳደሩ ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ከማልኡ ኣለዎም።

1 ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ክኾኑ ኣለዎም።

2 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ

3 ናይ 2010ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰን/ታክስ መኽፈሊ ቁፅሪ (ቲን ናምበር ቫት) ተመዝገብቲን መቅረባይነት ከቅርብ ዝኽእል

4 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 28/01/2011ዓ/ም -15/02/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት ዘይምለስ 100ብር ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 12 ብምውሳድ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለት 9:30 ድ/ሰዓት እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344-452174 ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo