ማሕበር ልምዓት ትግራይ አብ መውፅኢ ዓዲግራት፣ተንቤንን ሳምረን ናይ ማሕበር ልምዓት ስራሕቲ ዝገልፅ 3 ቢል ቦርድ ማለት

ማሕበር ልምዓት ትግራይ
1 Bill Board Main structure truss 60*60*3 mm thickness lamera 1.0 mm thick 3*4 meter on frontage area side welded with 40*40*2.5mm SHS

All diagonal & crossing truss is made of 40*40*2.5mm thick SHS

03 መትከልን ትራንስፖርት ካብ መቕረባይ ይኸውን።

ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከተስርሕ ትደሊ።በዚ መሰረት ኣብዚ ውድድር ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::

2 ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

3 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእልን ናይ ቫት ዝተመዝገብክምሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::

5 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 20.00 ብር ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ ካሸር ክወስዱ ይኽእሉ::

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኦርጅናልን ኮፒን ብምፋላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 30/01/2011 ዓ/ም ክሳብ 15/02/2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::

7 እቲ ጨረታ 15/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::

8 ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት የብሉን

9 ሰዓራይ ምስሰዓሩ ምስተገለፁ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ሰሪሑ ከረክብ ዝኽእል

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo