ሰለክለካ ቴክኒክን ሞያን ኮሎጅ ን 2011 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ኮምፒተር ኣቅሑት : ናወቲ ኣዉቶ ሞቲቭ : ናይ ኤሌክትሪክ ናዉቲ ትምህርቲ :ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ናዉቲ ትምህርቲ መሳርሒ : ናይ ፈርኒቸር ናዉቲ ትምህርቲ መሳርሒ : ናይ DFSA ትምህርቲ መሳርሕን ካልኦት ናይ ትምህርቲ ናዉቲን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ

1 ናይ 2010 ዓም ወይድማ ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ብኮፒ ከቅርቡ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘቅርቡ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮንኩም ናይ ወርሒ መስከረም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክሉ

5 ሰነድ ጨረታ ንምዕዳግ 50 ቅርሺ እናከፈል ካብ ሰለክለካ ቴክንክን ሞያን ኮሌጅ ከይ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 6 ካብ 30 መስከረም 2011 ዓም ክሳብ 20 ጥቅምቲ 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ንግሆ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ምውሳድ ይክኣል

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝንፀንሐሉ እዋን ግዜ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

7 ንሕድሕድ ዝትወዳደርኩምዎ ዘፈር መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥር ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 መወዳደሪ ሰነድ ብዝንበብ ፅሑፍ ተፃሒፉ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ፌርማን ማህተምን ክዓርፈ ይግባእ

9 ተወዳደርቲ ጨረታ ሰዓርቲ ኮይንኩም ዝሰዓርክምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ አታዊ እትገብሩ

10 ዝቀርብ ንብረት ፅሬቱ ዝሐለወ ናብ ሰለክልካ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ቆፂርኩም ክተረክብ እትክእሉ

11 ብተወዳደርቲ ዝምላእ ናይ ጨረታ ሰነድ ብናይ ትካል ዘዳለዎ ቅጥዒ መሰረት ኮይኑ ብፖስታ ታዓሺጉ ማህተም ዓሪፍዎ ካብ ዕለት 30 መስከረም 2011 ዓም 20 ጥቅምቲ 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ንግሆ ኣብ ዘሎ ግዜ ምእታዉ ትክእሉ

12 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ በቲ ዕለት ንሱ 20 ጥቅምቲ 2011 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ንግሆ ኣብ ሰለክለካ ቴክንክን ሞያን ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 6 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ ኣብ ዘየለዉሉ እዉን ትሕጃ ኣትሒዞም ክክፈት ይክእል

13 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914780305 / 0914191987 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo