ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : Tin /ቲን : ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ ናይ መቅረባይ መረጋገፂ ሕጋዊ ማሕተም አብ ሕድሕድ ፖስታን ጨረታ ሰነድን ገይሩ ዘቕርብ::

2 ናይ ነሓሰ 2010 ዓ/ም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእለ

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ት/ፋ/ክ/ከ ሰሜን ዘይመለስ ብር 50.00 በምኽፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ (ሲፒኦ) መሳርሒ ፅሕፈት 7000.00 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል /ትኽእል::

5 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 28/01/2011ዓ/ም ክሳብ 13/02/2011 ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 13/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ሰዓት አብቲ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት

6 ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 5መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝኮነይኩን ፅሑፍ ምፅሐፍ ኣይፍቀድን

9 ናይ ጨረታ ሰነድ አርጅናልን ፎቶ ኮፒን ከቅርብ አለዎ

10 ናይ ጨረታ መኽፈትን መዕፀውን በዓል እንተኾይኑ ኣብ ዝቅፅል መዓልቲ ስራሕ ይኸውን።

ኣድራሻና ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣድራሻና 05 ዒላላ 1 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሕልፍ ኢልካ ወይ ድማ ካብ ደምቦስኮ ንምዕራብ ምፅእ ኢልካ እንትከዉን መከለኪያ ዝነበሮዎ ፎቅ G+1 ቁፅሪ 11 ንርከብ::

ንተወሲካ ሐበሬታ ብስልኪ 0344417910ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo