ኒው ሚሊኒየም ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዘወዕሉ ናይ ስቴሽነሪ ኣቑሑት ብውሱን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ በቲ ቀሪቡ ስፔስፊኬሽን መሰረት ናይ ሓደ ዋጋ መሊእኩም ንክትሰዱልና ንሓትት። ካብ ዕለት 26/01/2011 ዓ/ም -02/02/2011ዓ/ም ተቅርቡ ትኽእሉ።

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
ተ.ቁ ዓይነት ንበረት ሞዴል መለክዒ በዝሒ ናይ ሓደ ዋጋ መብርሂ
1 Ez ink 201 E ቁፅሪ 60
2 Ez master A4 ቁፅሪ 50
3 Hard disk 1 Traveit ቁፅሪ 1
4 Box file with rope ቁፀሪ 200
5 Stapes ፓኬት 100 ፓኬት
6 Cz ink 201E ቁፀሪ 20
7 Cz master ቁፅሪ 50

1 ናይ ተወዳደርቲ ሽምን ፌርማን ክቢ ማህተም ክህሉ ይግባእ።

2 እቲ ዝቀርብ ዋጋ ምስቫቱ በዘይ ቫቱን ምዃኑ ክንፀር ኣለዎ።

3 ናይ 2010ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣መቅረባይነት ካርዲ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝኽእል

4 እዚ ፕሮፎርማ ከም ሕጋዊ ተቆፂሩ ናይ ሕጊ ተጠያቂነት ኣለዎ

5 እዚ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዓሉ ን7 መዓልቲ ጥራሕ እዩ።

6 ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 10000.00 ከትሕዝ ዝኽእል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo