ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን ንናይ ወረድኡ ሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ሞዴል 3L 166 መለዋወጢ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ በዚ ዝስዕብ መግለፂ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

1 ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል ( specification ) ምስራዝ ኣይከኣልን 

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ እቲ ሰፔር ፋይናንስ ኣቅርብ ኣብ ዝተብሃሎ ክቐርብ ዝኽእል 

3 እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተብሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኸቡ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለውሉ ዝኽፈት ምዃኑ 

4 ንሓደ ደኩመንት ዘይምለስ ብር 100 (ሐደ ሚኢቲ ) ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት/ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምኽፋል ገዚኡ ክወዳደር ዝደሊ 5 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 18/01/2011 ዓ/ም -5/02/2011 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡን ብስምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ሓደ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ይኣትው።

6 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 5/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ይኽፈት መኽፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ይኸውን። 

7 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኸውን ናይ ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ብር 3000/ሰለስተ ሽሕ/ ብ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል 

8 እቲ ግልፂ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ፍቃድ ክህልዎ አለዎ። 

9 እዚ ግልፂ ጨረታ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። 

10 ናይ 2010ዓ/ም ሙሉእዝኸፈለ ወይ 2011 ዐ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን 

11 ሳዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል 

12 ንግዲ ፍቃድ መለለይ ቁፅሪ ( ቲን ካርድ) ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫት ዝተመዝገበን ናይቲ ወርሒ ዲክለር ከቅርብ ዝኽእልን ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344-460583 /0344-460552

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo