ማሕበርና ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒን ሳኒተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማሕበር መናእስይ ትግራይ

 በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታተ እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ (ቲን ናምበር) ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ቫት ወይ ቲኦቲ እንተኾይኖም ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርቲፊኬት ናይዚ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

4 መኸበሪ ጨረታ 3000.00( ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ) ብሲፒኦ ሕጋውነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከእቲ ይግባእ።

5 ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት 16/01/2011ዓ/ም ኮይኑ ሳነዱቕ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ አብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ይኽፍት።

6 ሰነድ ጨረታን ዝርዝር ኣፈፃፅማ እቲ ገምጋም ካብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 12 ፋ/ምም/ዳርን ብር 20 እናኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከም እትኽእሉ እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 16/01/2011ዓ/ም -30/01/2011 ዓ/ም ሽም ኣድራሸ፣ፌርማ፣ ማህተም ብምግባር ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብር።

7 ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝኸውን ንጨረታ መኽበሪ ዘትሓዞ ገንዘብ ናብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ካዝና ኣታዊ ኮይኑ ብሕጊ እውን ተሓታቲ ምዃኑ ከፍልጥ ኣለዎ።

8 ኣሸናፊ ዝኾነ ነጋዳይ 2% ዊዝ ሆልዲንግ ዘኸፈል

9 ውዕሊ መኸበሪ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ገዜ ብተኸታታሊ 30 መዓልቲ ይኸውን።

10 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝን 20% ናይ ምቅናስን ምውሳኽን መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣብ 03 ቀበሌ ዝረከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣታዊ ዝገብር

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo