አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ካብ ሶኒ - ቀዳም ሙሉእ መዓልቲ ግልጋሎት እትህብ 1ይ ደረጃ ዝኾነት 12 ሰብ እትሕዘ ሚኒባስ በቲ ዘርፊ ንዝተሰማረዩ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክከረ የደሊ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሒታት እተማልኡ ነገዶ

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ፣ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ

2 ወርሓዊ ዲክላርሼን ዘቕርብን ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝጋቢን

3 ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብዘውፅኦ መምርሒ ኣብ ዝርዝር መቕርብቲ ዝተዘመገቡ ምዃኖም ዝተሓደሰ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ

4 3ይ ወገን ኢንሹራንስ ዘለዎ

5 ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ 3000.00 ( ሰለስተ ሽሕ) ብር ብሲፒኦ ወይም ቢድ ቦንድ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ።

6 ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 20.00 (ዒስራ ቕርሺ )ካብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳይሬክቶራት ዕደጋን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ካብ ዕለት 15/01/2011 ዓ/ም -29/01/2011ዐ/ም ኣብ ዘሎ ምግዛእ ይከኣል።

7 እቲ ጨረታ 29/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ይኸፈት።

8 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኾይኖም ዝሰዓርኩምዎ ኪራይ ሚኒባስ ንክተቕርቡ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል

9 ውዕሊ ካብ ዝኣሰርኹምዎ ዕለት ጀሚሩ ምስ ኣካዳሚ ዝርከቡ ሓፈሻዊ ግልጋሎት ብምርድዳእ ግቡእ ግልጋሎት ክትህቡ ምዃንኩም ነፍልጥ።

10 ኣካዳሚና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344-401989 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo