ትካልና ሳባ እምነ በረድ ሓ/ዝ/ው/ማ ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ምህርትታት ብጨረታ ኣወዳደሩ ክሸይጥ ስለዘደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ በቲ ምህርቲ ብኣካል ኣብ ዋና ፋብሪካ ዓድዋ ቀሪብኩም ብምርኣይ ክትጫረቱ ምኻንኩም እናሓበርና ዝርዝር መበገሲ መሸጢ ዋጋ ድማ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ

ሳባ እምነበረድ ሓ. ዝተ. ዉ .ማሕበር

1 ፀሊም ግራናይት ዝተፈላለየ ዓቀንን ርጉድን ዘለዎ ንሜትር ካሬ ብር 401 ቅድሚ ሻት

2 ሓምላዋይ ግራናይት (ግሪን ስቶን) ዝተፈላለየ ርጉድን ዓቀንን ዘለዎ ንሜትር ካሬ ብር 401 ቅ/ቫት

3 ቀይሕ ግራናይት (ፒንክ ግራናይት) ዝተፈላለየ ዓቀንን ርጉድን ዘለዎ ንሜትር ካሬ ብር 301 ቅ/ቫት

4 ማርብል ፃዕዳ ዝተፈለለየ ርጉድን ዓቀንን ዘለዎ ንሜትር ካሬ ብር 208 ቅ/ቫት

5 ፀሊም ማርብል ዝተፈላለየ ርጉድን ዓቀንን ዘለዎ ንሜትር ካሬ ብር 401 ቅ/ቫት

6 ቶጎጎ ዝተፈላለየ ርጉድን ዓቀንን ዘለዎ ንሜትር ካሬ ብረ 150 ቅ/ቫት

7 ዝኾነ ዓይነት ቴራዞ ብር 130 ቅ/ቫት

ተወሳኺ ሓበሬታ

ተጫረቲ ንጨረታ ዝቀረበ ምህርቲ ዝተፈላለየ ዓቀን ስለዘለዎ መስተኻኸሊ ማሽን ንጨረታ ዝቀረበ ምህርቲ ብዝሕ ዝበለ ሰለዝኾነ በዘሒ ከልዕል ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።

14/01/2011 ዓ/ም ጀሚርኩም ንተኸታታሊ 7ተ መዓልትታት ካብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ምኻንኩም ንሕብር።

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/01/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኾይኑ ዝኽፈተሉ እውን ዕለት 19/01/2011 ንጉሆ ሰዓት 4:00 ይኸውን።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ስ.ቁፅሪ 0347-719013 -0914-788036

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo