ትካልና ፍረ -ስውኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ንእንስሳ ዝውዕል ሳዕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ስለዚ ክትገዝኡ እትደልዩ ተጫረቲ ኣብ ትካልና ብኣካል ብምምፃእ እቲ ንእንስሳ ቀለብ ዝኸውን ሳዕሪ ብኣካል ምርኣይ ይከኣል።

ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ

1 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 14/01/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ትካልና ዘደለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ካብ መዝገቤት ብምወሳድ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳፁን ክተቅርቡ ይግባእ።

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/01/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ኣብቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

3 እቲ ጨረታ ንምክፋት ተጫረቲ ወይ ተወካሊ ኣብ ዘለዎ ዝኽፍት ኮይኑ እቲ ጨረታ ተጫረቲ እንተዘይሃልዮም እቲ ጨረታ ኣይተኣጓገልን

4 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሳረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo