መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕቲ ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ 4ይ ደብሪ ብሎክ ረ ዝርከብ 2ተ ሰፋሕቲ ኣደራሻት ብውልቀ ይኹን ብውደበ ንክራይ ብናይ ባዕልኹም ወፃኢ ብምክፍፋል ንቢሮታት፣ንቡቲካት ፣ንሞባይል ኣክሰሰሪታት ፣ንጋርመንት፣ንኤሌክትሮኒክ ኣቅሑትን ካልኦት ተመሳሳሊ ትካላት ኣወዳዲሩ ብካሬ ከካሪ ይደሊ።

መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር

በዚ መሰረት ድማ                                                                                                            1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲንን ዘለኩም

2 ናይ ውዕሊ ገዜ ብስምምዕነት

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ውሕስና ብሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 5000( ሓሙሽተ ሽሕ ብር ) ቅድሚ ምኽፋቱ ከትሕዝ ዝኸእል

4 ዝተቀመጡ ረቋሒታት ዝተማልኡ ተጫረቲ ዘይምለስ 50( ሓምሳ ብር) ብምኽፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይከኣል

5 እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ 10/01/2011 ዓ/ም -30/01/2011 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኾን ዝተካረይዎ ናይ ሓደ ካሬ ዋጋ ብምምላእን ዝትደልዩዎ ናይ ንግዲ ዘርፊን ብምግላፅ ብፖስታ ዓሽጉኩም ናብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ ረ 307 ናብ ዝተደለው ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብስራሕ ሰዓት ክተእትወ ንዕድም።

6 እዚ ጨረታ 30/01/2011ዓ/ም ሰዓት 10:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ 30/01/2011 ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይኽፍት።

7 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁፅሪ 0344-415316 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo