ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክተሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ መመዘኒ ረቋሒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

               ን3 ጊዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ

ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክተሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ መመዘኒ ረቋሒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት

1 ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ 2007 ዓ/ም ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩም ምኻንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ከምኡዉን ቫት ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ::

2 አብ 2007 ዝተሐደሰ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ መቀረባይነት ምስክር ወረቀት ከምኡ እዉን ዝከፈልክሙሉ ዲክሌሬሽን ክተቅርቡ ዝኽእሉ::

3 TIN ምስክር ወረቐት ዘለኩም ክተቅርቡ ትኽእሉ::

4 ተወዳደረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 3000.00 ብባንኪ ዝተረጋገፀ  CPO ብሽም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ከትሕዝ ዝኽእሉ::

5 ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ 02 /10/ 07 ዓ/ም 17 /10 /07 ዓ/ም ተወዳደርቲ  ሰነድ ጨረታ ካብዚ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ::

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/ 10 /07 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ 4:30 ይክፈት ኮይኑ ዝክፈተሉ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኸዉን::

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታኩም ኦርጀናልን ኮፒን ብሸመዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ  ዕለት 17 /10/ 07 ዓ/ም መፂኩም ከተእትዉ ትክእሉ::

8 ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ጨረታዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር /ብምኽፋል አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቑፅሪ 22 ይወስዱ ::

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ከምእዉን ክሳብ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ይክእል እዩ::

10 እቱ ቫት አብ ሕድሕድ ዓይነት ኣቅሓ ናይ ሐደ ዋጋ ዝብል ባዕልኩም ደሚርኩም ኣቀምጥዎ ቫት ያስጨምራል ኢልካ ምፅሓፍ ተቀባልነት የብሉን::

11 ሰዓራይ ተጫራታ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ አታዊ ይገብር::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo