ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን ንናይ ወረድኡ ሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይነ መኪና ስፔር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ በዚ ዝስዕብ መግለፂ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

1 ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል ( specification ) ምስራዝ ኣይከኣልን

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ እቲ ሰፔር ፋይናንስ ኣቅርብ ኣብ ዝተብሃሎ ክቐርብ ዝኽእል

3 እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተብሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኸቡ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለውሉ ዝኽፈት ምዃኑ

4 ንሓደ ደኩመንት ዘይምለስ ብር 100 (ሐደ ሚኢቲ ) ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት/ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምኽፋል ገዚኡ ክወዳደር ዝደሊ

5 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 09/01/2011 ዓ/ም -24/01/2011 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡን ብስምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ሓደ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ይኣትው።

6 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 24/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ይኽፈት መኽፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ይኸውን።

7 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኸውን ናይ ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ብር 3000/ሰለስተ ሽሕ/ ብ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

8 እቲ ግልፂ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ፍቃድ ክህልዎ አለዎ።

9 እዚ ግልፂ ጨረታ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 ናይ 2010ዓ/ም ሙሉእዝኸፈለ ወይ 2011 ዐ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን

11 ሳዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል

12 ንግዲ ፍቃድ መለለይ ቁፅሪ ( ቲን ካርድ) ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫት ዝተመዝገበን ናይቲ ወርሒ ዲክለር ከቅርብ ዝኽእልን

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344-460583 /0344-460552

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo