ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ሃፍቲ ማይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ሰፔር ፓርት ፣ናይ መኪና ጎማ፣ናይ ሕትመት ግልጋሎት፣ ናይ መኪና ኮንፎርት /ጨርቂ/፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ናይ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

           ስለዚ ዝስዕብ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን(Tin) ፣መቅረባይ ሰርቲፊኬት ፣ቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ ነሐሰ 2010ዓ/ም ቫት ዲክልረሺን ከቅርብ ዝኽእል

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ መደበኛ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 08/01/2011 ዓ/ም -28/01/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ 50 ብር ነንሕድሕዱ ብምኸፋል ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይከኣል።

3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንናይ መኪና ጨርቅንሕትመትን 5000.00 ሽሕ፣ ንናይ መኪና ጎማ 10,000.00 ንናይ መኪና ስፔር 50,000 ከትሕዝ ዝኽእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 28/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:10 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለውዎ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሓደ ኦርጀናል ምሰ ክልተ ኮፒ ሰነድ ነንበይኑ ብፖሰታ ዝተዐሸገን ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ክቀርብ ዝኽእል ይኸውን።

6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7 ኣድራሻና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲንኡስ ከይዲ ስራሕ መደበኛ ዕደጋ እዩ።

8 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-413232 /0344-411794 ደዊልካ ምሕታት ይከአል።

9 ናይ ጨረታ መዕፀውን መኽፈትን በዓል እንተዊዕሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኽፈት።

10 እዚ ጨረታ 20% ናይ ምውሳኽን ናይ ምቅናስን ኩነታት ከም ዘለዎ ይኸውን። 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo