ስለዚ ዝስዕብ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም። 1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን(Tin) ፣መቅረባይ ሰርቲፊኬት ፣ቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ ነሐሰ 2010ዓ/ም ቫት ዲክልረሺን ከቅርብ ዝኽእል 2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ መደበኛ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 08/01/2011 ዓ/ም -28/01/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ 50 ብር ነንሕድሕዱ ብምኸፋል ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይከኣል። 3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንናይ መኪና ጨርቅንሕትመትን 5000.00 ሽሕ፣ ንናይ መኪና ጎማ 10,000.00 ንናይ መኪና ስፔር 50,000 ከትሕዝ ዝኽእል 4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 28/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:10 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለውዎ ይኽፈት 5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሓደ ኦርጀናል ምሰ ክልተ ኮፒ ሰነድ ነንበይኑ ብፖሰታ ዝተዐሸገን ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ክቀርብ ዝኽእል ይኸውን። 6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። 7 ኣድራሻና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲንኡስ ከይዲ ስራሕ መደበኛ ዕደጋ እዩ። 8 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-413232 /0344-411794 ደዊልካ ምሕታት ይከአል። 9 ናይ ጨረታ መዕፀውን መኽፈትን በዓል እንተዊዕሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኽፈት። 10 እዚ ጨረታ 20% ናይ ምውሳኽን ናይ ምቅናስን ኩነታት ከም ዘለዎ ይኸውን።
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (55)
- ኮንስትራክሽን (790)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3856)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (195)
- ሕርሻ (375)
- ህንፃ መሳርሒ (1973)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1480)
- ምምካር (149)
- ትምህርቲን ስልጠና (168)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1589)
- ምግብን መስተን (407)
- እግድ (27)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (51)
- ፈርኒቸር (1143)
- ጥዕና (244)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (271)
- ፅገና (702)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (330)
- ምስሊን ቀረፃን (18)
- ስራሕቲ ሕትመት (1498)
- ስራሕቲ ምልላይ (67)
- ክራይ (626)
- መሸጣ (951)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (75)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1196)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (444)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (332)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (533)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (228)