ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኩኑ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ምልከታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 3/1/2011 ዓም ክሳብ 12/1/2011 ኣብ ዘሎ ሰዓት 3:00 ናይ ነጉሆ ኣብ ዘሎ ሰዓት ክተቅርቡ ንሕብር

2 ተወዳደርቲ እቲ ዝሰዓሮ ንበረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ጠቅሊሉ ዋግኡ አታዊ ምስገበረ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ካብ መክዝን ከርክብ ይግባእ

3 ተወዳደርቲ ቅደሚ እቲ ዉድድር ምክያድ ንመክበሪ ጨረታ ብር 2000 ከትሕዝ ይግባእ

4 ኣብቲ ዉድድር ብዘይ 2ይን 3ይን ዝወፁ ተጫረቲ እቲ መክበሪ ጨረታ ዘይሰዓረ አካል ሽዑንሽዑ ይመለሰሎም

5 በዓል መዚ እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo