ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 አቁሑት ፅሬት ሎት 3 ሕትመት ሎት 4 ደንቢ ክዳን ሎት 5 አቁሑት ኤለክትሪክ ሎት 6 አቁሑት መለዋወጢ መኪና ሎት 7 ንምግብና ዘድልዮ ቀረባት አትክልትን ስጋን ሎት 8 አፋዉስን ናዉቲ ሕክምና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሆስፒታል ኮረም

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት 

1 ናይ 2010 ን 2011 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም 

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

 3 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም 

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ሓምለ ወይ ድማ ነሓሰ 2010 ዓም ሒሳብ ዘወራረድኩም 

5 ተጫረቲ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ 3 13 2010 ዓም ክሳብ 8 01 2011 ዓም ሰዓት 8:30 ምግዛይ ይክእል 

6 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ ምድብ 1 መሳርሒ ፅሕፈት 500 ቅርሺ ምድብ 2 መሳርሒ አዉቶ 3000 ቅርሺ ምድብ 3 አቁሑት ኤለከትሮኒክስ 5000 ቅርሺ አቁሑት ኤለክትሪክ 5000 ቅርሺ አቁሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ መሳርሒ ሓፂነ መፂን 5000 ቅርሺ አቁሑት በሪን ሰርቨይን 3000 ቅርሺ ንንፍስወኮም መሳርሒ ኮንስትራክሽን 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ጥረገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ክተትሕዙ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ 8 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኣብ ከይዲ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት

8 ኣብቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም እንተዘይ ተረኪቦም እቲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን 9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345545632

1 ብዘይካ ሎት 7ን 8ን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይሓትት ኮይኑ ንዝተረፉ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝትመዝገብኩምን በቲ እትወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ዝተመዝገብኩምሉ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን 2010ን 2011 ዘለኩምን ክተቅርቡ እትክእሉን

2 ሳንዱቅ ጨረታ ካብ 3 መስከረም 2011 ዓም ክሳብ 15 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 330 ኣብ ዘሎ ምውሳድ ይከኣል

3 ሰነድ ጨረታ ንሎት 8 50 ቅርሺ ንዝረፉ ድማ 40 ቅርሺ

4 መከበሪ ጨረታ ንሎት 8 6000 ቅርሺ ካብ ሎት 1 ክሳብ 7 4000 ቅርሺ ብ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ዘትሕዝ

5 ሰነድ ጨረታ 15 መሰከረም 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ በቲ ዕልት ሰዓት 4:30 ይክፈት

እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነደ ጨረታ ይመልከቱ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510059 ወይድማ 0914751209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo