ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ሴክተራት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : አቁሑት ፅሬት : ናይ ሕትመት ስራሕቲ ዕጥቂ ስፖርት ብግልፂ ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክሕትምን

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት 

1 ነዘም ቅድሚ ኢሎም ብዝተዘርሩ ዝተቀመጡ ዓይነታት ዕድጊትን ስራሕን ነናባዕሎምን ስራሕን ዘርፍን ንግዲ ዝተፈላለዩ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለኩም መቅረብቲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2010ን 2011 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲና ናምበር ዘለኩም መቅረብቲ ካብዚ ሰዒቦም ዝተዘርዘሩ ዓይነት መዓቀኒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

2 ኣብ ኩሎም ዓይነት ጨረታ ተወሳመኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም መቅረብቲ ክትሳተፉ ትክእሉ

3 ሒሳብ ዘወራረድክምሉ መረዳእታ በቢወርሑ ክሳብ 30 ነሓሰ 2010 ዓም አታዊ ዝገበርኩም መረዳእታ ኣታሓሒዝኩም ክተቅርቡ አለኩም 

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐለ ካብ 2/ 13 /2010 ዓም ክሳብ 18 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 11:30 ኣጋ ምሸት ይሽየጥ 

5 እቲ ጨረታ 21 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓጽዮ በቲ ዕለት ሰዓት 530 ተጫረቲ ወይ ድም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ንመከበሪ ጨረታ ንመሸጢ ሰነድን ኣብ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ዝርዝር ሐበሬታ ተቀሚጡ ይርከብ

7 ካልኦት ኣድለይቲ ዝብሃሉ ሐበሬታት እዉን ብዝበለፀ ኣብቲ ዝተዳለወ ሰነድ ዝርዝር ሐበሬታ ተቀሚጡ ስለ ዘሎ ካብኡ አንቢብኩም ምርዳእ ትክእ ኢኩም 

8 ጨረታ ዝሰዓርኩም ተወዳደርቲ ንኩሎም ዓይነታት ዕድጊት ብናይ ባዕልኩም መፅዓንን መራግፍን መጎዓዝያን ሸፊንኩም ናብ ቤት ፅሕፈት ከተማ ሰመማ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ክተረክቡ አለኵም 

9 ንናይ ሕትመት ስረሕቲ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ታሓቲሙ ተወዲኡ ብናይ ባዕልኩም መፅዓንን መራገፍን መጎዓዝያን ወፃኢ ሸፊንኩም ናብቲ ቤት ፅሕፈት ናብ ከተማ ሰመማ ክተረክቡ አለኩም

10 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345570157

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo