ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ህንፃን አዉቶሞቲረቭን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት 

1 ናይ 2010/2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትክእሉ 

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ክተቅርቡ እትክእሉ 4 ናይ ቫት ሰርተፊኬት ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ናይ ወርሒ ሓምለ/ነሐሰ 2010 ዓም ዴክሌር ዝገበርኩምሉ መረዳእታን ከትቅርቡ ትክእሉ

6 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይነኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርክመሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 17 መዓልቲ ብፅሬትን መጠንን ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ናብ ኮሌጅና ክተቅርቡ ትክእሉ 

7 መወዳደሪ ደክመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ይግባእ 

8 ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ሰላሳ ብር እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ከይዱ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ህንፃ ቁፅሪ 03 ካብ 05/13/2010 ክሳብ 6/01/2011 ዓም ሰዓት 8:00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንሎት 1 ንፅሕፈትን ፅሬትን 3000 ብር : ንሎት 2 ኤለክትሮኒክስ 3000 ቅርሺ ንሎት 3 ንመሳርሒ ህንፃ 4000 ብር: ን ሎት 4 አዉቶሞቲቭ 4000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ወይ ካልኦት ከተትሕዙ ትክእሉ 

10 እትህብዎ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕ:ለት ጀሚሩ ን 12 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ 11 እቲ ጨረታ ዕለት 6/02/2011 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ኣብ ደጋ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

12 ተጫረቲ ሰብ ዋና ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ምክፋት ከይዲ ጨረታ አይተአጎጎልን ወይ ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ የለን 

13 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

14 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብኣካል አብ ኮሌጅና ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0346670518 ወይ 0914122418 ወይ 0942016205 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ኢኩም

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo