ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓን ንቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ግልጋሎት ዝዉዕሉ አቁሑ ኤለክትሪክ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ

1 ዝተሐደሰ ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ : መቕረባይነት ምዝገባ : ቲን ናምበር ኸቕርብ ዝኽእል 

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 3/01/2011 ሰዓት 11:30 ኮይኑ 4/01/2011 ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ንዘትሐዝዎ ገንዘብ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ የትሕዙ

4 መግዝኢ ጨረታ ሰነድ ንፈርኒቸር 30 ብር ብምክፋል ካብ 24 ነሓሰ 2010 ዓም ጀሚሩ ምዉሰድ ይከኣል

5 ንኩሎም ዓይነት ጨረታ ኣቅሑት ተወዳደርቲ ቫት ዝተመዝገቡ ዘይተመዝገቡ ኮይኑ ንቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ ሓምል ዲክለረሽን ከቅርቡ ዝክእሉ 

 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914702652 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo