ሆስፒታልመቐለ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ፍርናሽ መደቀሲ ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊ

ሆስፒታል መቐለ

ሆስፒታልመቐለ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ፍርናሽ መደቀሲ ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊበዚመሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳድሩእትደሊ ዩሕጋዊያንነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ ::

ተጫረቲከማልእዎዝግባእረቆሒ

  1. ናይዘመኑዝተሐደሰንግዲፍቃድቲንናምበር"ኣብሐዱሽመቅረብቲዝርዝርንዝተመዝገቡንናይቀረባእዋንድክሊራንስዘለዎምኮኑዝገልፅመረዳእታፎቶኮፒኸቅርቡዝክእሉ::
  2. ቫትተመዝገብቲክኮኑይግባእ
  3. ጨረታሰነድምልክታካብዝወፀሉዕለት26/ 09/2007 ዓ/ምጀሚሩብር 30 እናከፈሉ ምዉሳድ ይካአል::
  4. ናይተጫረቲሽምንአድራሻንከምኡዉንማህተምፌርማንኣብናይጨረታሰነድክግለፅአለዎ::
  5. ናይጨረታመክበሪብCPOብር3000 .00ኦርጅናልንኮፒንከቅርቡዝክእሉ::
  6. ተጫረቲዘቅርብዎናይመወዳደሪሓሳብነዚተባሂሉተዳልዩአብዝወሃቦቅጥዒተመሊኡከቅርብአለዎእንተዘይኮይኑተቀባልነትየብሉን::
  7. እቲጨረታዕለት05/ 09/ 2007 ዓ/ምሰዓት5:30ተዓፂዩብተመሳሳሊዕለት ሰዓት8:30 ድሕሪቀትሪተጫራቲወይሕገዊወከልቶምአብዝተረከብሉይክፈት::
  8. ተጫረቲዝመልእዎዋጋብናይሆስፒታልዋጋመቅረቢብክልተቅዳሕኮይኑነናይባዕሉኢንቨሎፕብዝተዓሸገሽመዒክከዉንአለዎ::
  9. ተጫረቲዝመልእዎዋጋብናይሆስፒታልናዝተዳለዎሰነድክክዉንአለዎካብዚወፃኢ ተቀባልነትንየብሉነ
  10. ተጫረቲሰዓራይምኾኑካበዝተፈለጠሉዕለትጀሚሩአበዉሽጢ 3ናይስራሕመዓልቲ ዉዕሊክአስርዝክእል::
  11. ብናይባዕሉትራንስፖርትናብሆስፒታልናኣታዊክግብርዝክእል::
  12. ጨረታዝክፈተሉቦታአብሆስፒታልመቐለደጋፊከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንንብ/ምም /ርንቢሮቑፅሪ62ይከዉን::
  13. ተጫረቲዘቅርብዎንብረትብናይባዕሎምመጎዓዓዚየቅርቡ  ::
  14. ሆስፒታልና በዝሒ 20 ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ
  15. ቤትዕዩናእቲጨረታብሙሉእይኹንብክፋልናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ ::
  16. ካልኦትአብዚምልክታእዚዘየተገለፁረቓሒታትበመምርሒዕዳጋ125/2003ዓ/ምመሰረትተገዛኢዝኽዊንተጫራታይ ::
  17. ተወሳኪሓበሬታምሰዘድሊብስልኪቑፅሪ  03 44 40 02 46   ምሕታትይካኣል::

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo