ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ: ኣቅሑት ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬት : ብሉኬትን ጡብን : እምኒን : ሐሸዋን : ፀፀር : ባህርዛፍ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን ወረቀት ምስክር ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ወረቀት ምስክር ዘለኩም

3 ኣብ ተወሳኺ እሴተ ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ሐምለ /2010ዓ/ም ወርሓዊ ድክሌር ዝገበርኹም መረዳእታን እተቕርቡ::

4 መቅረባይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ድሕሪ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ዘሸነፎ ንብረት ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቕርብ ዝኽእል::

6 መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ነብሰ ወክፍ ገፅ ሰነድ ጨረታ ናይቲ መቅረባይ ትካል ሽምን ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ብምግባር ምቅራብ ዝክእል::

7 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100.00 እናኸፈልኵም ካብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ደ /ከ /ስ / ዕ ፋ/ንብረት /ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3 ብምዉሳድ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ብሽምዒ ዝተኣሸገ ፖስታ ካብ 22/12/ 2010 ክሳብ 4/1/2011 ዓ/ም ምእተዉ ትክእሉ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/1/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት ንሱ ሰዓት 4:00 ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘይ ምቅራቦም ምክፋት ጨረታ ኣይተዓናቀፍን ወይ እዉን ከይተከፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህልዉን

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ኣብ ዘለዉ 45 መዓልቲ ይከዉን

10 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ንነብሰወከፍ መከበሪ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ዝምለስ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ከዓ ካብ ብሔራዊ ባንኪ ኢትዩጰያ ኣፍለጦ ዝተዉሃቦ ባንኪ ብዝትረጋገፀ ስፒኦ አቀደሚ ከትሕዝ ዝክእል

11 ኮሌጅና ኣብ ሕድሕድ በዝሒ ንብረት 20 ምእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል

12 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ምምርሒ ጨረታ ይመልከቱ

ስልኪ 034 777 1828   

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo