ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ(ማረት)ዝተፈላለዩዓይታት ሐደሽትን ዘገልገሉን ንብረታት ብጨረታ መልክዕ ክትሸይጥእትደሊኣብቲ

ማሕበር ረዲኤት ትግራይ

ምልክታ  ጨረታ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ(ማረት)ዝተፈላለዩዓይታት ሐደሽትን ዘገልገሉን ንብረታት ብጨረታ መልክዕ ክትሸይጥእትደሊኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደልዩ ተጫረቲንሕድሕድን ንብረት እትገዝእሉዋጋ ብስምብዝተዓሸገፖስታገይርኩመ እዚምልክታጨረታ ካብዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩክሳብ 04/10/2007 ዓ/ምሰዓተ  6:00  ናይንግሆ አብዘለዉናይስራሕመዓልታት ናብቢሮቁፅሪ  304  ክትቀርቡንዕድም ::  ጨረታዝክፈተሉዕለት 05/10/2007 ዓ/ም ሰዓተ  9:00  ድሕሪ ቐትሪ አብቤትፅሕፈትማረትመቐለምኮኑ እናገለፅና እቲትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡእዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሓለወ እዩ  ::

መተሓሳሰቢ

  • ሕድሕድተጫረቲ ዘይምለስ ብር  20.00 ብምክፋልናይጨረታሰነድ ካብ ክልል ቤት ፅሕፈት ማረት ቢሮ ቁፅሪ  304  ክወስድይግባእ ::
  • ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መክበሪ ናይ ዝጫረትዎ ንብረት ዋጋ   5%  ብሲፒኦ መልክዕ ከትሕዙ ከምዝግባእ ንገልፅ ::
  • ጨረታዝሰዓረተጫራቲካብዝሰዓረሉዕለትጀሚሩዉሽጢ 10  ናይስራሕመዓልታተ ጠቅሊሉእንተዘይኣልዒሉዘትሓዞስፒኦኣታዊኮይኑጨረታከምዝስረዝነፍልጥ ::

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo