ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት : ሎት ሰለሰተ ፅሬት አቁሑት: ሎት ኣርባዓተ ሕትመት: ሎት ሓሙሽተ ስፖርት ዕጥቂ : ሎት ሽድሽተ ናይ መካይን ስፔር ጎማን :ሎት ሸዉዓተ ሞቶር ሳይክልን ስፔርን ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ቲን ናምበር ክቕርብ ዝኽእል

2 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ

3 ኣብ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት: ስፖርት ዕጥቂ: ናይ መካይን ስፔር ጎማን : እትጫረቱ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ጥራሕ ኣብ ናይ ፅሬት አቁሑትን : ሕትመትን : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርን ጎማን ቫት ተመዝገብቲ ዘይኮንኩም ዉን ክትጫረቱ ምካንኩም ንሕብር

4 ንቫት ተመዝጋቢ ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ካብ ሓምለ ወርሒ አትሕዙ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

5 መጠን መኽበሪ ጨረታ

ተቁ ዓይነት ኣቁሑት መጠን ገንዘብ
1 ፅሕፈት መሳርሒ 6000
2 ኤሌክትሮኒክስ 6000
3 ፅሬት ኣቁሑት 2000
4 ሕትመት 2000
5 ናይ ስፖርት ዕጥቂ 4000
6 ናይ መካይን እስፔርን ጎማን 4000
7 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ጎማን 2000

ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለሰ ብር 30 ብምኽፋል ካብ ዕለት 22/12/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/1/2011 ዓ/ም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ዝተዉሃበ ሰነድ ኦርጅናል ምስ ስፔስፊከሽን ማህተምን ፌርማን ብምዕራፍ ናይ ዋጋ ዝተመልኡ ሰነድ ኮፒን ከእትዉ አለዎም

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 04/01/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 % ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ጨረታ ፀንዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 45 ማዕልቲ ይኽዉን

11 ትራንስፖርት ባዕሉ ናብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ቤት ስቶር ካምፅእ ዝኽእል

12 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347771234 ወይ 0347770196 ምሕታት ይካአል 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo