ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ብርክት ዝበሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ቢሮ ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሬት : ናዉቲ ትምህርቲ : ናዉቲ ሕርሽ: መስርሒ እንስሳት መድሓኒትን :ላብራቶሪ ኣቅሑት:መሳርሒ ህንፃን ወዘተ ዝብሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊ

ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ

1 ናይ 2010 ዓም ን 2011 ዝተሐደሰ ፍቃድን ንግድን መቅረባይነት ቅዳሕ ዘቅርብ

2 መለለይ ቁፅሪ ግብር ከፈልትን ተወሳኬ እስት ታክስ ምዝጉብ ምኮኑ ሰነድ ብቅዳሕ ዘቅርብ

3 ተወሳኪ እስት ታክስ ፀብፃብ ዝገበረሉ ናይ ወርሒ ሓምለ ፀብፃብ ዝገብርሉ መረዳእታ ኣታሒዞም ዘቅርቡ

4 ሰነድ ጨረታ ንብሰወከፍ ሎት 30 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ክትወስዱ ትክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥር ገንዝብ ንነብሰወከፍ 3000 ቅርሺ ክተትሕዙ አለኩም

6 ዝቀርብ ወይ ድማ ዝስራሕ ንብረት ኩሉ ቀዳማይ ደረጃ ይከዉን

7 ጨረታ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 17/12/2010 ዓም ክሳብ 2/13/2010 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 2/13/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:45 ይክፈት

9 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ኣብቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ወይ ግልፅነት እንተዘይብሉ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ይስረዝ

11 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት ብዝይምርካብም ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

12 እቲ ኮሌጅ ናይ ምዉሰክን ምንካይን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ሰነድ ጨረታ ዝኣተወሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ሽረ እንዳስሌ ቁፅሪ 16 ይከዉን

14 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብቲ ኮሌጅ የቅርብ እዚ ከምዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል

10 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344443173 /0914782962 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo