ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2011 ዓም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላለዮ ዓይነት ናይ ፅሕፈት :ፅሬት: ኤለክትሮኒክስ : ኮምፒተራትን ናይ ቀዋሚ ናይ ቢሮ አቁሑት :ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ሕትመታትን ከምአዉን ዝተፈላለዮ ዓይነት መሳርሕን ዕጥቅታትን ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከሕትምን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም

1 ብዘርፊ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ሓምለ 2010 ዓም እቶትኩም ዘፍለጥኩም

3 ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለዎ 4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ /TIN Number/ ዘለኩም ካልኦት ተጠቅምቲ ደበዳቤታት ዘለኩም

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንሕድሕድ 50 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ አሕፈሮም ከ/ስራሕ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ጨረታ መኽበሪ ጨረታ 5000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ስፒ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ አብ ዉሽጢ ዝተዋሃቦ መዓልቲ ዉዕል አሲሩ ናብÂ ስራሕ ክኣትዉ አለዎ

7 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 18/12/2010 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ወረዳ አሕፈሮም ከ/ስራሕ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ምዉሳድ ይከኣል

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብክልተ ቅዳሕ ነናይባዕሉ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ክተእትዉ ትክእሉ

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 3/1/20101 ዓ/ም ድ/ቀትሪ 8:00 ጨረታ ዝክፈቱ ዕለት 3/1/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለኸቻ አብ ዝተረከበሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

11 እዚ ዋጋ እዚ ን 60 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

12 ዉፅኢት ምልክታ ጨረታ ኣብ ዝልጠፈሉ ቦታ ዕላዊ ይከዉን ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490067 /0344 490489ወይም ሞባይል 0914763452 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo