ናይ 2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እንደርታ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሰርሕቲ ሕትመት :መለዋወጢ አቁሑት መካይንን ሞተር ሳየክልን :መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት :ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

1 ብቢ ዘፈር ንግዱ ዝምልክተ ኮይኑ ናይ 2010 ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ግብሪ ዝከፈለን

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2010 ዓም ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

4 ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ እንደርታ ቢሮ ቁፅሪ ክልተ ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ምክበሪ ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 13 ነሓሰ 2010 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ 23 ነሓሰ 2010 ዓም ሰዓት 4፡00 ታዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶምÂ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ሰዓራይ ኣካል ዝፍለየሉ ንዝተሓተቱ ጠቅላላ ኣቅሑት ዝተሐተተ ዋጋ ዘቅርብ ሰዓራይ ይከዉን

9 በዚ መዓቀኒ መሰረት ዝርዝር ዋጋ ዘየቅረበ ተጫራታይ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን

10 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋና ቅዳሕን ንንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስት ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ማህተም ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ ብተዋሰኪ ድማ ሰነድ ጨረታ ዋንኡ ምስ ቅዳሕ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝገበረ ተጫረቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

11 እቲ ትካል ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

14 ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400403 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo