ንካልአይ ግዝ ዝወፀ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ንምግብና አገልግሎት ዝዉዕል ጥረምረ : ንምግብና አገልግሎት ዝዉዕል ኣስቤዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

1 ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ ከቅርብ  ዝክእል

2 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ሰነ ወርሒ 2010 ዓም ዲክለር ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቕረባይነትምዝገባንመረዳእታከቕርብዝኽእል::

5 ናይቲ ጨረታ መከበሪ ብስፕኦ 10000 ከቅርብ ዝክእል

 6 ካብ እስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

6 እዚ ጨረታ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብዉሽጢ 10ተወርሒ ዉዕል አሲሩ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ከመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምካኑ ይሕብሩልና

8 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ

9 እቲ ጨረታ ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ

10 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 100 ብምክፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቁፅሪ 25 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

11 ቤትት ምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወእዩ::

12 ንምግብና አገልግሎት ዝዉዕል ጥረምረጨረታ ዕለት 22/12/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ይክፈት

13 ንምግብና አገልግሎት ዝዉዕል ኣስቤዛጨረታ 22/12/ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345599841 ምድዋልይካኣልእዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo