ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም

ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሎት 3 ኣቅሑት ሕትመት : ሎት 4 ኣቅሑት ፅሬት : ሎት 5 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሎት 6 ዕጥቂ ስፖርት እቶም ዝተገለፁ ምድባት በቢዘፈሩ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ስለዚ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ኮረም ብምካድ ንነብሰወከፍ ሎት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 8/12/2010 ዓም ክሳብ 24/12/2010 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምካድ ምዉሳድ ይክእሉ

2 እቲ ጨረታ ዕለት 24/12/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 24/12/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስንከተማኮረምይክፈት

3 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ዝርዝር ረቆሒታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510258/ 0345510562 /0925449749 0914786225 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo