ንካልኣይ ግዜ ትካልና ትግራይ ኩሉ መዳይ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ብክልል ቢሮ ንግድን ኢንድስትሪን ከተማ ልምዓትን ብዝተዉሃቦ ወረሓዊ ኮታ መሰረት ሽኮር ካብ መተሃራ ወይም ካብ ከሰም ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ዝተፈላለዩ ናይ ክልልና ከተማታት አወዳዲሩ ከጎዓዓዝ ይደሊ ሰለዚ ብደረቅ ፅዕነት ትራንስፖርት አገልግሎት ብቅዓት መረጋገፂ ዘለዎም ክወዳደሩ ይዕድም

ትግራይ ኩሉ መዳይ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር

1 ብትራንስፖርት ዘርፊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መክፈሊ ግብሪ ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

2 ተጫረቲ ንዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ መከበሪ ቢድቦንድ 10 % ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫራታይ ከጎዓ ንዝሰዓሮ ሸኮረ ኢንሹራንስ ክእቲ ዝክእል

4 ተጫራታይ ንሕድሕድ ከተማ ዘጎዓዕዘሉ ነፀላ ዋጋን ምስ እዚ ዘቅርብ ቅጥዒ መሰረት ዋጋ ትራንስፖርት ዋጋ ከገልፁ ይግባእ

5 ሐደ ተጫራታይ ኣብ ልዕሊ ካልእ ተጫራታይ ተንተርኢሱ ምቅራብ ተቀባልነት የበሉን

6 ሐደ ተጫራታይ ንኩሉ ብሙሉእ ክጫረት ኣይከኣልን

7 ዝጎዓዝ ሽኮር ወርሓዊ ኮታ ከምቲ ዝርዝር ዘሎ ኮይኑ ናይ ወርሒ ፍረቃን አብ ዝፍቀደሉ እዋን እዚ ኮታ ብፍርቂ ዝዉስክ ምካኑ

8 ካብ ደረቅ ፅዕነት ትራንስፖርት ግልጋሎት ናይ ፅቡቅ አፈፃፅማ ዉፅኢት ሪፖርት (performance) ደብዳቤ ከቅርብ ዝክእል

9 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 7/12 /2010 እስካብ 16/12 /2010 ም ኩሉ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከተማ መቀለ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት መፃእኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ተክእሉ ዝተመለአ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ

11 ተጫራታይ ሰነድ ኣብ መቀለ ዝርክብ ናይ ትካልና ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝተደለወ ናይ ጨረታ ሳንድዱቅ እስካብ ዕለት 16/12 /2010 ሰዓት 4:00 ክእትዉ ይክእሉ

12 ጨረታ ዕለት 16/12 /2010 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከበሉ ኣብ መቀለ ዝርከብ ትካልና ቤት ፅሕፈት ይክፈት

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ትካልና ዘለዎ 4ተ ናይ ፅዕነት መካይን ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ ከምዝኮነ ቀዲምና ንሕብር

15 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

ስልኪ 0344419913 / 0344410830

ኣድራሻ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ ዝርከብ ናይ እንደርታ ዩኔን ህንፃ 2ይ ደብሪ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo