ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ናይ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ካብ ሲዲሲ ብዝተረከበ ሐገዝ ብዉስን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ

1 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ናይ 2010 ዓም ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ : መረጋገፂ ብቅዓት ክተቅርቡ እትክእሉ : ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርበ ዝክእል

3 ግልጋሎት ፃንሒት ልዕሊ ሽድሽተ ወርሒ ክከዉን አለዎ

4 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይኖም ዝሰዓርዊ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ተከታተልቲ መዓልቲ ዋጋ ብዘይምቅያር ብፅሬትን ብመጠንን ከቅርብ እትክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድርሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክህልዎ አለዎ

7 ተጨረቲ ካብ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግርይ መቐለ ደጋፊ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 42 ካብ 7 ነሓሰ 2010 ዓም ክሳብ 15 ነሓሰ 2010 ዓም ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ እናደመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ብነፃ ክትወስዱ ትክእሉ

8 መከበሪ ጨረታ ነብሰ ወከፍ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ

9 2% ሚእታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክትከፍሉ እትክእሉ

10 እቲ ጨረታ 16 ነሓሰ 2010 ልክዕ ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 5:00 ቅደሚ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ መቐለ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተወዳደርቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

11 እቲ ሆስፒታል ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

12 ጨረታ ምስተከፈት እቲ ሆስፒታል ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን 20 ሚእታዊ ናይ ምውሳክን ወይ ምቅናስ ይክእል

13 ተጫረቲ እተቅርዎ ንብረት ብፅሬት ኮሜቲ ተፈቲሺ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ይክፈት

14 ኣብ እዋን ምክፋት ጨረታ ዋና መረዳእታ ሒዞም ክርከቡ አለዎም

ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344481038 / 0011 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo